ብቀዳምነት ዕዙዝ ሰላምታና ይብጻሕኩም ::  ዕላማ ትሕዝቶ ጽሕፈትና አብ ሞንጎ ሕዝብታት ኣፍሪቃ ብሓፈሻ አብ ሞንጎ ሕዝብታት ኤርትርና ብፍላይ ብዛዕባ ክህሉ ዝኸእል ድህነት ስለዘሰክፈና ነባራዊ ሰላምን ርግኣትን ዝመልኣ ሃገር ብሓባር ንምውሓስ  […]